Alfa.ኣልፋ

  • Home
  • Alfa.ኣልፋ

Alfa.ኣልፋ creating Video

08/10/2022

ስኽፍታ ❗

ኣብ ከተማታት ትግራይ ኣብመንጎ ውድብ ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ክፍተት ንምፍጣር ዝፅዕሩ ስሩዓት ከምዘለዉ ብውልቀይ ይኣምን። ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ከተማ መቐለ ዘለዉ መብዛሕትኦም ቅዩዳት ምሒር ደገፍቲ ህወሓት ከምዝኾኑ ብዓይነይ ዝተዓዘብኩዎ ሓቂ እዩ። ባህ ዘይብልን ሽርሓዊ ኣሰራርሓን ከምዘሎ ከይተዛረብኩ ምሕላፍ ንሕልናይ ምኽሓድ ይኸውን። ኣሰራርሓ ኣብያተ ማእሰርቲ ፥ ኣወሃህባ ፍትሕን ርትዕን ፥ ኣተሓሕዛ ቅዩዳት ትግራይ ካብ ሕቶ ምልክት ሓሊፉ ናብ ዝኸፍኧ ሕመቕ ዝጠሓለ ይመስል። ብሽም ሮንዲን ሓለዋ ከባቢን ፍቖዶ ጎዳናን ኣንጎሎን ዝሕልዉ መኽበርቲ ፀጥታ ኣተሓታትታኦም ኮነ ኣተሓሕዛኦም ንክብሪታት ህዝቢ ትግራይ ዝፃባእ ፥ ሓይልን በትርን ዝበዝሖ ፥ ምግፋዕን ዓፅሚ ዝሰብር ቃላት ምትፋእን ዝበዝሖም ኮይኖም ኣንጉዕኻ ዘምክኹ ተግባራት ክፍፀሙ ትዕዘብ። ንሕብረተሰብ ኣብክንዲ ምግልጋል ንዜጋታት ምግፋዕን ክብሪታቱ ምትንካፍን ግቡእ ኣይኮነን። ንህወሓት ኮነ ንመንግስቲ ትግራይ ፀላእቲ ምብዛሕ እንታይ ረብሓ ከምዘለዎ ኣይርደኣኒን። ፀጥታን ምምሕዳርን ኣሰራርሕኡን ውሽጡን ክፍትሽ ኣለዎ። ኣብያተ ማእሰርቲ ትግራይ መፍደዪ ቂም ገለ ሰባትን መፈልፈሊ ፅላኣት መንግስትን ውድብን ካብምዃን ክናገፋ ይግባእ። እዚ ነገር ብቕልጡፍ ተፈቲሹ ፍታሕ እንተዘይረኺቡ ትግራይ ካልኧይቲ ኤርትራ ትኸውን ኣላ ማለት እዩ። እዚ ውልቃዊ ትዕዝብተይ እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ዝኾነ ዝምልከቶ ኣካል ከዘራርበኒን ዝተዓዘብኩዎ ሓቂ ከረድኦን ድልዊ እየ።

28/09/2022
እዚ ብክቡር ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ዝተሰርሐ ቤተ ክርስትያን እንታይ ይባሃል ኣበይከ ይርከብ?
21/08/2022

እዚ ብክቡር ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ዝተሰርሐ ቤተ ክርስትያን እንታይ ይባሃል ኣበይከ ይርከብ?

ኣጓላት ክዘላ ዓወይ ስየ ክብላከም ወርሒ ደሚቐን ማዕሪገን ክውዕላከምዚዶ ኣይነበርካን ኣብ ዘበነ መለስበጃኻንዶ ግዜ ሎም'ውን ተመለስ
04/08/2022

ኣጓላት ክዘላ ዓወይ ስየ ክብላ
ከም ወርሒ ደሚቐን ማዕሪገን ክውዕላ
ከምዚዶ ኣይነበርካን ኣብ ዘበነ መለስ
በጃኻንዶ ግዜ ሎም'ውን ተመለስ

ንድራርቱ ኣድናቐትኹም ነተን ብሉፃት ኣትሌታት ትግራይ ድማ 1.ሽመን2.ከባቢአን3.ፍቕርኹም ለግስሱለን ላይክ ድማ ኣይትረስዑ
26/07/2022

ንድራርቱ ኣድናቐትኹም
ነተን ብሉፃት ኣትሌታት ትግራይ ድማ
1.ሽመን
2.ከባቢአን
3.ፍቕርኹም ለግስሱለን
ላይክ ድማ ኣይትረስዑ

እዚ ኣዴታትና ኣብ ክንዲ ፅላል ዝጥቀማሉ ተኽሊ እንታይ ይባሃል?           ሀ, ኣካቻ            ለ, ኣውሊዕ            ሐ, ክሊዐው             መ, ዒጋም      ...
25/07/2022

እዚ ኣዴታትና ኣብ ክንዲ ፅላል ዝጥቀማሉ ተኽሊ እንታይ ይባሃል?
ሀ, ኣካቻ
ለ, ኣውሊዕ
ሐ, ክሊዐው
መ, ዒጋም
ረ, መልሲ የለን

Address


Telephone

+251908078179

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Alfa.ኣልፋ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The University

Send a message to Alfa.ኣልፋ:

  • Want your university to be the top-listed University?

Share