ማሕበር ልምዓት ጉሎመኻዳ ጨንፈር ዩኒቨርሲቲ

ማሕበር ልምዓት ጉሎመኻዳ ጨንፈር  ዩኒቨርሲቲ this page is for berth of glomekada students uses for studing and exechanging information our barth

this group is created by kalayu misgna
ኩሉ ጊዜ ጉሎመካዳ (glomekada forever) ምን ጊዜም ጉሎመኻዳ

ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ
10/06/2023

ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ

08/09/2023

💙‹‹3ተ ሕቶታት ናይ ሶቅራጦስ››💙
-----------------------------
ሓደ ሰብኣይ ናብ ሶቅራጦስ ከይዱ ከምዚ ይብሎ።

‹‹ሶቅራጦስ ዓርከይ፡- ብዛዕባ ዓርክኻ ዝበሃል ምስ ሰማዕኩ ሕጉስ ኣይኮንኩን በሎ››። ሶቅራጦስ ግን ስቕ በለ።

እቲ ሰብኣይ ደጊሙ ከምዚ ይብል፡- ‹‹ዝገርም እዩ፣ ካብኡ ዘይፅበዮ እዩ፤ ብጣዕሚ እዩ ገሪሙኒ ይብሎ››።ሶቅራጦስ እቲ ሰብኣይ ከምዘይለቆ ስለ ዝተረድአ፡ ከምዚ በሎ፡-

‹‹ብዛዕባ ዓርከይ ክትነግረኒ ትደሊ ተኾንካ ክሰምዐካ ዝኽእል ሰለስተ ሕቶታት ኣለዋኒ፤ ንሰን ምስ መለስካለይ ጥራይ ክሰምዐካ ይብሎ››።

እቲ ሰብኣይ ድማ ተሰማምዐ።

‹‹ቀዳማይ ሕቶይ ሕቶ ሓቂ እዩ››። ብዛዕባ ዓርከይ ዝሰማዕካዮ 100% ሓቂ ድዩ? እቲ ሰብኣይ ‹‹100 ሚእታዊ ርግጸኛ ክኸውን እኳ ኣይክእልን እየ›› በለ። ሶቅራጦስ ‹‹እቲ ክትነግረኒ እትደሊ ነገር ርግጸኛ ዘይኮነ ነገር እዩ››በሎ።

ሕራይ ካልኣይ ሕቶይ ብዛዕባ ሰናይነት እዩ። ጽቡቕ ነገር ድዩ እቲ ክትነግረኒ ዝደለኻዮ? ‹‹እቲ ሰብኣይ ድማ ጽቡቕ ኣይኮነን›› በለ። ሶቅራጦስ ‹‹ሓቂ ዘይኮነን ጽቡቕ ዘይኮነን ነገር ክትነግረኒ ደሊኻ ይብሎ››።

ሕራይ ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ሕቶይ ክሓተካ? እቲ ሰብኣይ ድማ ‹‹ሕራይ›› በለ። ሶቅራጦስ ‹‹እዚ ትብለኒ ዘለኻ ንዓይ ይጠቅመኒ ድዩ››? ‹‹እቲ ሰብኣይ ድማ ኣይጠቅምን››ኢሉ መለሰሉ።

ኣብ መወዳእታ ሶቅራጦስ ‹‹እቲ ሓቂ ኣይተረጋገጸን፤ ጽቡቕ ኣይኮነን። ንሱ ድማ ንዓይ ዘይጠቅመኒ ነገር ኣይሰምዕን እየ››ኢልዎ።

ክንደይ ኢና ሰብ ዝብለና ነገር ሓቂ ፣ ሰናይን ጠቓሚን ሙዃኑ ኣፃሪና ንሰምዕ? ክንደይ ኢና ንሰብ ቁምነገር ኢልና ክንዛረብ ክንብል ካብ ሰለስቲኡ ሓዲኡ ከምዘማልአ ነረጋግፅ?

ኣብ ሶሻል ሚድያ ዝልቀቑ ነገራት መብዛሕትኦም ሓቅነት ዘይብሎም፣ ሰናይ ዘይኮኑ ፣ ንዓና ምንም ጥቕሚ ዘይቡናን እዮም። እቲ ዝሕዝን ግን ብጣዕሚ ኢና ንሰምዖም።

‹‹ሎሚ ሎሚ ሓቂ ካብ ዝዛረቡ ሰባት ንላዕሊ ብመርዚ ዝተላዕጠጡ ሓሶት ዝዛረቡ ሰባት ዝሐሸ ብዙሕ ተኸተልቲ ኣለዎም››። ‹‹ሰናይ ካብ ዝሰብኩ ሰባት ንላዕሊ እዞም ናይ ጥፍኣት ደገፍቲ ኣለዎም››።

04/06/2023

ጉለምኻዳ 💙❤️💛🖤

ማሕዘል ናይ ማክዳ
ሰበያ ፣ ኣይረ፣ መቲእ ፣ዓረጊት ብልሕትን ጓል ብልሕትን
ፃሕዋ፡ዓደገናሕ፡ቀፅቀፅያ ትውለዱ ተጎዛዕን ልጋትን

ምድሪ ሩባ ፣ ሰማዝ፣ ጠስነ፣ ኣግዓ፣ሑፀት
ዋዕሮ ወያኒት #ማርታ ዝቦከረት

ማዓስከር ምሕዝነት መኣዲ ታሪኽ ወያ ዛላ-ኣንበሳ
ወላዲት ጀጋኑ ብሪሞ ማህፀን ኩሉ ዝውከሳ

ዝባን ሑፃ፣ ምኹያም ፣ዓዲናነ ፣ ቀርኒ ሽብጢ ዓጠቅና ዑራ
ድየር ምስ ደንጎሎ ዘናግፉ ካብ ሓሳረ መከራ

ጨቀንጠ፣ ቦቅሎ፣ ዓዲጉዶም ዕጭማረ ፣ ዳሓነ
መበቆል ንግስተ ማክዳ መነበይቲ ዘይብልኩም ኣበከነ

ማእኸል እምባ ሂወት ሕምብርትና ፋፂ
ርሂፀ በላዓት ዘይፈትዉ ላግፂ

ፍቃዳ፣ ኣምበሰት፣ በራኽ ኮላይ ልጉዳ
ደቂ ቤትቆርቆስ፣ ዳላ ይውሕደኩም ናእዳ

ዓላቅማ፡ዓዲጉዕብድ፡ጌገሰ ሽሕበለስ
ወለስቲ፡ከርሰራው ናይ ኣደባባይ ዋሕስ

ሱቅራ፡ዓደቀ ሓርሲ፡ከበሮ ምስ ጣብቃሎ
ስርጉዊ፡ፅጌረዳ ሃብሮማት ወርትግ ሸቃሎ

ማይወይኒ፡ዓዲቀሾ ፡ዱሑፃ፡ማዕተብ ትውልደ መረታ
ኩለመዳይ ስብእናኹም ዘይብሉ መሰታ

ማዕኸን ታሪኽ ናይ መዛብር ዳሞ
ደቂ መቃጥ ፡ማዕበል ታሪኽኩም ንፍጡር ገረሞ

ቀርሰበር፡ግራዳንዴር ማእኸል ኮኸብ ፅባሕ
ዘይዛሪ ሽሻይኩም ፅብፅባሕ

ስንዳድያ፡ሰኩስ ሰፋሕቶ፡ሃገረ ሰላም
ኣር-ዘሊባኖስ ዝወነነ ትእንግርቲ ንዓለም

ማይ ፃዕዳ ምስ በገናት
ወይከ አመኬላ ኣብ ኩሉ ተባዓት

እምበይቶ ዓዲቆልቋል፡ቃጡን ማይጨው፡ሓበን
ንጓና ዘኹርዕ ታሪኽኩም ኣሽምባይ ንወገን

ስሩኽሶ፡ሰግላት፡ዓዲዓደኳ፡ዓዲቀያሕቶ ቅልዓት
ፀፊሕ ቃላይ፡ቀሳሎጎ፡ቢሮ፡ማይገርግስ ሓቦ ተመሲሕኹም ትድረሩ ትብዓት
ኣሰፈ ፡ዓጋምዮ፡ዓራዑሮ ትውለዱ ከም ሽምኩም ሓየሎም
ደቂ ፍረዳሹም ሓቂ'ዩ አመሎም

ክንደይ ከ ይመውቅ ማሕዘል ናይማክዳ
ቁሪ ኣይኣትዋን ንዓና ወሊዳ፡፡
መዘከርታ እንጀራ ሕሱም ክትእምርሩ ኣብ ርሑቅን ቀረባን
ንዘለኹም ፍርያት ማህፀን ጉሎ መኸዳ ንዝኾንኩም ትኹነለይ፡፡

ምንጪ መን እዩ ጓል ረመፅ ይ 😴

04/23/2020

ቫይረስ ኮረና ከየጥፈአና ንክነጥፍኦ ባዕልባዕልና ንተሓላለ
ሰብ ሞያ ሕክምና ዝብሉና ብኣግባቡ ንተግብር ሰናይ ቅንያት ትንሳኤ

03/26/2020

ኮረና ቀታሊ እዩ ኮረና ተጠንቀቁ!!

እንታይ ተዓዚብኩም?
10/16/2019

እንታይ ተዓዚብኩም?

09/15/2019
እንቋዕ ኣብጸሓክሙእንቋዕ ኣብፀሓኩምእንኳን ኣደረሳቹhappy Ethiopian new year 2012መፃኢ ዘመን ዘመነ ዕብየት ፡ዘመነ ሓጎስ ፡ዘመነ ራህዋ ክኮነልና ክኮነልኩም ይምነ ርሑስ በዓል
09/11/2019

እንቋዕ ኣብጸሓክሙ
እንቋዕ ኣብፀሓኩም
እንኳን ኣደረሳቹ
happy Ethiopian new year 2012
መፃኢ ዘመን ዘመነ ዕብየት ፡ዘመነ ሓጎስ ፡ዘመነ ራህዋ ክኮነልና ክኮነልኩም ይምነ ርሑስ በዓል

sisko
08/09/2019

sisko

Defar leba/ ደፋር ሌባ! Best Tigrigna Comedy film- full/ ደፋር ሌባ!ብሉፅ ናይ ትግርኛ ኮሜዲ unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibit...

11/13/2018

ዓለም ከመይ ትሪኡዋ ኣለኩም

እንቛዕ ኣብፀሓኩም "ዮም ፍሰሓ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም"እንቋዕ ኣብፀሓክሙ ኣሓውየ ወእህትየእንኳን ለአምላክችን መድሃኒታችን እየሱስ ክርስቶስ እናትለቅድስተ ቅዱሳን ለእናታችን ለድንግል ማ...
05/09/2018

እንቛዕ ኣብፀሓኩም
"ዮም ፍሰሓ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም"
እንቋዕ ኣብፀሓክሙ ኣሓውየ ወእህትየ
እንኳን ለአምላክችን መድሃኒታችን እየሱስ ክርስቶስ እናት
ለቅድስተ ቅዱሳን ለእናታችን ለድንግል ማርያም የልደት
በዓል በሰላም አደረሳችሁ አደረሰን ::
" For this is what the LORD says: "Even the
captives of a mighty man will be taken, and
the prey of a tyrant will be delivered; I will
contend with the one who contends with you,
and I will save your children. " Iseah 49:25
" እግዚአብሔር ግን እንዲህ ይላል። በኃያላን የተማረኩ
ይወሰዳሉ፥ የጨካኞችም ብዝበዛ ያመልጣል፤ ከአንቺ ጋር
የሚጣሉትን እጣላቸዋለሁ፥ ልጆችሽንም አድናለሁ። "
ትንቢተ ኢሳይያስ 49:25
የእመቤታችን በረከት ረዲኤት ከሁላችን ጋር ይሁን በምልጃዋ ትጠብቀን
ኣሜን!!

Address

Westminster, CO

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ማሕበር ልምዓት ጉሎመኻዳ ጨንፈር ዩኒቨርሲቲ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The University

Send a message to ማሕበር ልምዓት ጉሎመኻዳ ጨንፈር ዩኒቨርሲቲ:

Share